Poem ክንደይ? January 25, 2025 admin ኸድመፅ ዘለዎ ነቶም ደም መናዕሰይ ትግራይ ሰትዮም ዘይረወዩ ናይ ሞት ነጋዶ ዝገጥመ እዋናዊ መልእኽቲ ልቢ ዘለዎ ይስማእ:: ትግራዋይ ኹልኻ ኣብዘለኻ ኣሊኻ ነዞም ምስቲ መሊኡ ሰለ ዘየጥፍዐካ ተኾሊፍና ዝበለ ታሪኻዊ ደመኛ…