ክንደይ?

ኸድመፅ ዘለዎ ነቶም ደም መናዕሰይ ትግራይ ሰትዮም ዘይረወዩ ናይ ሞት ነጋዶ ዝገጥመ እዋናዊ መልእኽቲ ልቢ ዘለዎ ይስማእ:: ትግራዋይ ኹልኻ ኣብዘለኻ ኣሊኻ ነዞም ምስቲ መሊኡ ሰለ ዘየጥፍዐካ ተኾሊፍና ዝበለ ታሪኻዊ ደመኛ…

ንዉልቃዊ ሓርነት ንተብዕ!

By Tigray Liberty Media (TLM) ሓርነት ከም ሰብ ዓርስኻን ሓሳብኻን ኾይንኻ ከም ማሕበራዊ እንስሳ ድማ ንሕግታትን ክብርታትን ማሕበረሰብካ ኣኽቢርካ ብኣማናዊ መንነትካ እትነብረሉ ግቡእ ናይ ሀይወት ፈለግ እዩ። ኣብ ጉዕዞ ህይወት…