Category: Articles

ኣብዙ ሰሙን ብዛዓባ ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ተወዙዑ ዘሎ ዝምልከት ሓፂር ፅሑፍ

ናይ ኤርትራ መንግስቲ/ሻዕብያ ምስ እኒ በዓል ዶ/ር ደብረፅዮን ተስማዕሚዖም ንጀነራል ፃድቃን ነጥፈኣዮ ኢሎም ዝብል ተወዙዑ ኣሎ፡፡ እዝይ ሓቂ ድዩ ኣይኮነን ክፃረ ኣለዎ? ነዙ ክፉእ ሓሳብ ፖለቲዊ ምኽንያት ኣለዎዶ? እወ ኣለዎ…