ኸድመፅ ዘለዎ ነቶም ደም መናዕሰይ ትግራይ ሰትዮም ዘይረወዩ ናይ ሞት ነጋዶ ዝገጥመ እዋናዊ መልእኽቲ ልቢ ዘለዎ ይስማእ::
ትግራዋይ ኹልኻ ኣብዘለኻ ኣሊኻ ነዞም ምስቲ መሊኡ ሰለ ዘየጥፍዐካ ተኾሊፍና ዝበለ ታሪኻዊ ደመኛ ፀላኢ ሕዝቢ ትግራይ ሻዕብያ ምስ ኣማፂኦም ፍቅሪ ዘየወፀሎም ከሓዶ መራሕቲ ድሕረት ጉጅለ ህዉሓትን ናይ 4ቲኦም ድሑራት መሳፍንቲ ትግራይ ባራዩ ዝኾኑ ኮሚንስታዉያን ኮሚሳራት ኺናት ዝኣወጁ መራሕቲ ሰራዊትን ቁፅሪ #1 ፀላእትኻ ምኾኖም ፈሊጥካ ዘብየታዉያን ኣፅነቲ homegrown genocidal war ኸፊቶምልካ ሰለዘለዉ ኣመፀኛ ካብ ኣሰመራ ይምፃእ ካብ ሸዋ ካብ ኣምሃራ ይምፃእ ካብ ትግራይ ኣመፀኛ እዩ
ሕድሕድ ኣብ ዘብየታዊ ፅንተት ዝሳተፋ ዘለዉ ናይ ኺናት ነጋዶ criminal syndicate and entrepreneurs ቀንዲ ፀላእትኻ እዮም::
